Tuesday, May 5, 2015

መስሓቒ ሸራፋት ኣይትግበረና ይብሉ ዓበይቲ




ሸራፍ ስብ እንትስሕቕ ሪኢኩምዶ ትፈልጡ፤ ዋላ ኣየትፍለጡ፡፡ እቶም ዝረኣዩ አለዉ እሞ መቸም ስብ ኣይስሓቕ ዘይኮነ ዝበሉስ፤ ኣመኬላ ኣይተብዘሓልና፤ ጠጥዑሙ ኣብዝሓልና ማለቶም እዩሞ ንስኻትኹም እውን ካብ ምስሓቕ ኣስናን ኣልቦ ሰባት የድሕንኹም፡፡

mes