ጊዘ ከፊኡ፤ ሰበ ኩሉ ጉዳም ኾይኑ። ቆርበት ኣርጒዱ። ዓዲ እንጉይ ብላዕ ገይረሙዋ። ዓይቢ ዘይብሎም ሰባት በዚሖም። ዝኮነ ይኹን ግን ትግራይ ባኢኮኖሚ ንምጉዳእ ዝተልዓለ እንተሃሊዩ ግን ዋላ ሕንቲ ዕዱል ኵውሃቦ የብሉን። ዋላ ኣፀግዕዎ። ንትግረዎት ብቁፅሪ ሓደ ደረጃ ኢኮኖሚና እንተኣማሓይሽናዮ እግርና እናሰዓሙ ክኽብሩናን ክንከቡናን እዮም። ኣነ ንዛዓርሰይ ካልኦት ተፀጊሞም ክርኢ ኣይደልን፤ ግና ካብኡ ዝሓሸ መንገዲ ኣይርኣየኒን። ብሽም ፅቡቅ ምሕደራ ኢድና እንተሂብና ንምግማቱ ነብዪ ምኳን ኣየድልን። ሀዚ እኳ ብኣብ ሰማይ ዘላ ላሕሚ ከም መጅጕ ስጋ ዝሓዘ ድሙ ሕጝግ እናበሉ ከፋራርሑ ይፍትኑ ኣለዉ። ግን መን ሰማዒ!!!

ReplyDelete